Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃቢ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ኣይተ ጌታቸው እዚ ዝበሉ ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት…

ሓረስቶትና የፍርዩ ጥራሕ ኣይኮኑን ዘለዉ፤ ካብ እታዎታቶም እውን ዋጋ የፍርዩ ኣለው -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓረስቶትና የፍርዩ ጥራሕ ኣይኮኑን ዘለዉ፤ ካብ እታዎታቶም እውን ዋጋ የፍርዩ ኣለው ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፆም ኣብ ዘስፈርዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ምንቅስቃሳት ስራሕ…

መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ብኣይስዓርን ባሃላይነት ፅንዓት ዝተረኣየሉ መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ስድስት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣኸባብራ ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣዴታትን…

ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ…

ፆም ረመዳን ወርሒ ፅባሕ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ፆም ዓብዩን ቅዱስን ረመዳን ወርሒ ብምርኣዩ ፅባሕ ክጅምር እዩ፡፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ፌዴራል ንፋና ዲጂታል ከምዘረጋገፆ፤ መእተዊ ወርሒ ረመዳን ኣብ ኢትዮጱያ ተረእያ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዘተና ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቱርክዬን ዘሎ ዘላቒ…

ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ “እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

ዑደት ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘጉልህ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዑደት ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ዑደት ኢትዮጵያ እናዓበየ ዝመፀ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ክልቲኤን ሃገራት ዘጉልህ እዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ፕሬዚዳንት ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ናይ ስራሕ ዑደት…

ኣብ ግዜ ፆም ይቕሬታን ምርድዳንን ክጠናኸር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ፆም ይቕሬታን ምርድዳእን ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ኣቦታት ሃይማኖት። ኣብ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ዓቢይ ፆም ትማሊ ተጀሚሩ። ሓላፊ መምርሒ ስብከተ…

ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጣልያን ኣፍሪካን ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ተረኺቡ – ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ዋዕላ ጣልያን ኣፍሪካን ሃገራዊ ረብሓታታ ዝሓለወ ዲፕሎማስያዊ ዓወት ረኺባ ኢሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝሓለፉ…