Fana: At a Speed of Life!

እዚ ግዜ እዚ ንኢትዮጵያ ናይ ብራኸ ዘበን እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ግዜ እዚ ንኢትዮጵያ ናይ ብራኸ ዘበን እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ብመንጎ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስን ሳም ፕሬሺየስ ሜታልስን ኣብ ዝተገብረ ምሕዝነት ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚ ዝተሃንፀ ሃገራዊ…

ናብ መቐለ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ 1 ጥቅምቲ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብግዝያውነት ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ናብ ከተማ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ ኣገልግሎት በረራ ካብ 1 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። በዙይ መሰረት ዓማዊል ናይ ጉዕዞ ትኬት ክቖርፁ ቦታ ክሕዙን ከምዝኽእሉ እቲ…

መርኣያ ባንዳነት፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ልኣላውነት ሃገርን ክብሪ ህዝብን ካብ ኩሉ ንላዕሊ ኣገዳሲ ኣብ ዝኾነሉ ናይ ባንዳነትን ክሕደትን ፀሊም በሰላ ገዲፎም ክሓልፉ ዝፈተኑ ጉጅለታት ሒደት ኣይኮኑን። ካብዚኣቶም እቲ ሓደ ኣብ ልዕሊ ኣዶ ሃገሩ ክሕደት ብምፍፃም፣…

ማእገር ዘይድፈር ልዑላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንናፅነታ፣ ንክብራን ንልዑላውነታን ዝኸፈለቶ ዋጋ ምስ ዝኾነ ካልእ ሃገር ክነፃፀር ከሎ ድሙቕን ዘንፀባርቕን እዩ። ኣብ ዓብዩ ታሪኽ ድማ ከም ከውሒ ፀኒዑ ዝፀንዐ፣ ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ውሑስ ዘብዒ ዝኾነ ሰራዊት…

ቆራፅት ግዕዝይና ንምቅላስ

ኣዲስ ኣበባ፣29 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ግዕዝይና ንሃገር ንድሕሪት ዝጎትትን ንጉዕዞ ዕቤት ዕንቅፋት ዝኸውንን ተግባር እዩ። ሃፍቲ ሃገር ብምብኻን ማሕበረሰብ ዝግበኦ ረብሓ ከይረክብ ይገብር። መንግስቲ መደመር እዞም ብልሽዋት ኣሰራርሓታት ንምክልኻልን እምነት ዝውሕስ ትካላት…

ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና ጄን ሙሓመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። እተን ምክትል ዋና ፀሓፊት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ዲኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ መንግስቲ መደመር ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ ዝተመስረተ መንግስቲ መደመር ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ሕብረት ኣብ መልእኽቱ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር ንህዝቢ ኢትዮጵያ ንምግልጋልን ነታ ሃገር ሰላማዊ፣ ዝተረጋግዐትን ዝለማዕትን መሰረት…

ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣባላት ካቢኔ ልዑል መፅናዕቲ ተኻይዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣባላት ካቢኔ ካብ ግዕዝይናን ስረቂን ነፃ ምዃኖም ንምርግጋፅ መፅናዕቲ ተኻይዱ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ 7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ዘካየዶ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ…

እቲ ካቢኔ ብፍትሓውነትን ሓቋፋይነትን ንምውዳብ ግዜ ተዋሂቡ ተሰሪሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓዱሽ ካቢኔ መንግስቲ መደመር ብፍትሓውነትን ሓቋፋይነትን ንምውዳብ ግዜ ተዋሂቡ ከም ዝተሰርሐ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…

ሰሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 28፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 7ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ካቢኔኦም ሕፁያት ኣባላት ንቤት ምኽሪ ኣቕሪቦም። ብመላኩ ገድፍ