Fana: At a Speed of Life!

ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ዝተማልአ ልኡላውነትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር "ብሩህ ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ…

ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ፓኪስታንን ኣፍሪካን ልምዓት ንግዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን(TDAP) ሚኒስቴር ንግዲ ፓኪስታንን ምስ ክፍሊ ንግዲ ኤምባሲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር 5ይ ጉባኤ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን ኣፍሪካን (PATDC)ን ፍርያት ፓኪስታ ኢግዚቢሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም…

ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ካብ ናይ ቁልዕነት ክለቡ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ስፖርት ካብ ናይ ቁልዕነት ክለብ ሊቨርፑል ክወፅእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝጠቕዖ÷ ባዕሉ ኣብ ሓዱሽ ክለብን ኣብ ካልእ ቦታን ክፍትን ብምድላዩ…

ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ (ሊያንዩንጋንግ) ኣባል ቦርድ ዳይሬክተራት ምምራፃ ይፍለጥ፡፡ ኮሚሽነር ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ…

ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳእ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳ ዘመኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ ክብሉ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ዘፈር ርኽብ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ "ድሕሪ ሓቂ ዘበን ብሓቅን ፍልጠትን" ብዝብል…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኘሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣራት ኪሎ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ እቲ በዓል ፕሬዚዳንት ታዬ ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። ኣብቲ በዓል ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል፣…

መዓልቲ ሓርበኛታት ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ እዮ- ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሓርበኛታት(መዓልቲ ዓወት) ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ ብርቱዕ ቃልሲ መግለፂ ምዃኑ ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም። መበል 84 መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ…

ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ብተደጋጋሚ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ "ኢትዮጵያ እተኽብሮ መዓልቲ ዓወት እምበር መዓልቲ ነፃነት ኣይኮነን" ኢሎም። መዓልቲ ነፃነት ዝተረኸበሉ ዘይኮነስ ኣያታትና ብዝኸፈልዎ…

መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።  

5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ንኽረኽቡ ዕድል ይፈጥር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ኢትዮጵያዊያን ምስ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ዝረኽሉ ዕድል እናፈጠረ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ስራሕ ስምምዕነት ምፍርራማ…