Fana: At a Speed of Life!

ዘመድ ጆርጅ ዊያ እየ ኢሉ ብምትላል ንሳውዛምፕተን ዝፈረመ ተፃዋታይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ብሓሶት መንነት ዝፍለጡ ተፃወትቲ ውሽጢ ዓሊ ዲያ እቲ ሓደ እዩ። ደገፍቲ እንግሊዛዊ ክለብ ሳውዛምፕተን “ዓሊ ዲያ ሓሳዊ” ብምባል ይፅውዕዎ። ዓሊ ዲያ ሓሳዊ ዘበሎ ጉዳይ ኣብ 1996 ዓ.ም.ፈ ዝተፈፀመ ኮይኑ፡…

ምምሕያሽ ደሞዝ ግልግሎት መንግስቲ ውፅኢታዊነት የዕቢ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ምምሕያሽ ደሞዝ ስሉጥን ተበፃሕን ግልግሎት መንግስቲ ንምሃብ የክእል እዩ ኢሎም ምሁራት ቁጠናዊ ሃፍቲ። ሰብ ሙያ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀ (ዶ/ር) ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምምሕያሽ ደሞዝ ፅዕንቶ ሰራሕተኛታት…

ግደ ምሁራት ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ንብሄራዊ ምርድዳእ ናይ ባዕሎም እጃም ክገብሩ ኣለዎም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። እቲ ኮሚሽን “ግደ ምሁራት ንውፅኢታዊ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል ጉዳይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከቡ ኩሎም ምሁራን ተወከልቲ ዩኒቨርስቲታት…

መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝ ተኸፈልቲ ዜጋታት ፅዕንቶ ናብራ ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝተኛታት ፅዕንቶ ዜጋታት ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ። ሚኒስቴር ገንዘብ ሪፎርም ግልጋሎት መንግስቲ ናብ ሙሉእ ተግባር ምእታው ስዒቡ ካብ ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍልጦ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ 13 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ ብሄራዊ ትያትር መግለፂ ሂቡ። ፅባሕ ሰዓት…

ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብድሙቕ ኩነታት ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብድሙቕ ኩነታት ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ይሳለጥ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ቱሪዝም ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡፡ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ቢሮ ቱሪዝም ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሕሉፍ…

ሎሚ ፕሪምየር ሊግ ኢንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ትማሊ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ቀፂሉ ሰዓት 8 ን 30ን ኣስቶንቪላ ምስ ኒውካስትል ክጋጠማ እየን፡፡ ከምኡ እውን ኣብ ዝሓለፈ…

ምስ ቱሪዝም ዩ ኤን ክስርሕሎም ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ትኹረት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ዋና ፅሓፊ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ሼይካ ኣል ኑዌስ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝክኣልሎም ጉዳያት ዙርያ ዘትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ቀዳምነት ትኹረት ቱሪዝም ኣንፈታት ኣብ ግምት ብዘእተወ መልክዑ ምስቲ…

ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ዘለው ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለየ ኣማራፂታት ከምዘለና ዘርእዩ እዩም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ኣዲስ ኣበባ ወፃኢ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዝረኣናዮ ምዕባለታት ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ከምዘለናን ዘርእዩ ዘይተጠቐምናሉ ዓቕሚና እውን ዝገልፁ እዩም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ተሸከርከርቲ ህዝባዊ መጉዓዝያ ናብ ስርዓት ዲጂታል ክፍሊት ክኣትዋ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ህዝባዊ መጓዓዝያ ካብ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ስርዓት ዲጂታል ክፍሊት ክኣትዋ እየን። ምክትል ሓላፊ ዘፈር ኦፕሬሽን እቲ ቢሮ ዳኛቸው ሽፈራው ኣዲስ ኣበባ ካብ ወረቐት ዝፀረየ ግልጋሎት ንምህናፅ ኣብ…