ሩሲያን ዩክሬንን ሰላም ንምርግጋፅ ኣሜሪካ ብትደልዮ ቕልጣፈ ክውገን ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ንምቁራፅ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ኣሜሪካ ብትደልዮ ቅልጣፈ ክሳካዕ ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ፡፡
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን እቲ ጎንፂ ብዲፕሎማሲያዊን ፖለቲካዊን መገዲ ንምፍታሕ ቆራፅ ምዃና ውሃቢ ቃል ክሬምሊን…