ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ … mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ ተፈፂሙ ኢሉ በዓል መዚ ንብረትን እድጊትን መንግስቲ ፌዴራል፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ መሰረት መስቀሌ ከምዝበልኦ ኣብቲ በጀት ዓመት ካብ ስርዓት ዕድጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ምንቅስቃስ ፋይናንስ ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ፋይንስ ምንቅስቃሳት ብምምችቻው ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ፊርማ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣቦ ወንበር ቦርድ ግሩፕ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ – ቱርክሜኒስታን mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክሜኒስታን፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ ኢየ ኢላ፡፡ ተቐማጥነቶም ኣብ ፓኪስታን ብምግባር ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርከሜኒስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ራሺድ ሜሬዶቭ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ንምፍጣር ይሰርሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃነታ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ሓይሊ ሰብ ንምፍጣር ዘካይዶ ፃዕሪ ቀፂሉ ኢሎም፡፡ ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ ኩሉም ክፋላት እታ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 3 ሽሕ 300 ዝኾኑ ሓደሽቲ ሰልጠንቲ ሰራሕተኛታት ስነ-ስርዓት…
ቢዝነስ 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ… mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ mizan mekonen Aug 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኣካላት ሓይልታት ፀጥታ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስትሪ ሰላም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝረኣዩ ፀገማት ናብ ጎንፂ ከይዓቢ ንምትራፍ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ምብራኽ ዘመን ዘብስሩ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Aug 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዝኸፈቱ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ወጋሕታን ምብራኽ ሓዱሽ ዘመን ዘብስሩ እዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ረብሓ ዝተመስረተ እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ረብሓ ዝተመስረተ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣቦ ወንበር ፓርላማ ቱርክሜኒስታን (ሜጅሊስ) ዱንያጎዘል ጉልማኖቫ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር በሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ዝሃቀኑዎም ሜላታት… mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ንታሪኻዊ ፀላእቲን ተለኣኣኽቶምን ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ናይ መወዳእታ ፈተነ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ፈተነኦም ድማ ሽዱሽጸ ሜላታት ንምጥቃም ከምዝተበገሱ እቲ ቤት ምኽሪ ገምጊሙ፡፡ እዞም ሜላታት ድማ፡- Ø ንሞት ዝደላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ መወዳእታ ፈተነ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንመወዳእታ ግዘ ንምምካን ብቖራፅነት ንምውጋን ዘቐመጦም ሸውዓተ ጉዳያት፡- mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት ንምፍታንን ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንዝወሰኑ ዕጡቓት ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምግባር፤ ኣማራፂ ሰላም ብዘይምቕባል ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ንብረት ሃገርን ፀግ ንምፍጣር ኣብ ልዕሊ ዝተልዓሉ ሓይሊታት ብዝተጠናኸረ መገዲ ሕጊ ንምኽባር፤…