ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራታት ብዕፅፊ ወሲኹ mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ናይጄርያ ከተማ ሌጎስ ዝገብሮ ዘሎ 7 ሰሙናዊ በረራታት ካብ 24 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ 14 ሰሙናዊ በረራ ወሲኹ፡፡ እዙይ እውን ንዓማዊሉ ምችውን ኣማራፂ በረራን ንምሃብ ዘኽእል ምዃኑ መንገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኽተሎ ብዙሓ ዓውዲ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ካብ ዑደት ቬይትናም ተረዲአ ኣለኹ – ወ/ሮ ሙፈርያት mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈርያት ካሚል ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቬይትናም ዝገበሮ ዑደት ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን ቬይትናም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢኮኖሚ ስራሕቲ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ኣብ ዑደት ቬይትናም ብብዙሕ ዓውዲታት ተሞክሮ ዝተረኸበሉ እዩ- ቢልለኔ ስዩም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ዝገብርዎ ዑደት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ዘጠናኽርን ኣብ ብዙሕ ዓውዲታት ተመኩሮ ዝተረኸበሉ እዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክረታርያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!! ርሑስ በዓል !!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “ንመላእ ሰዓብቲ እመነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ፍቕሪ፣ ሓጎስን ሰላምን ዝተመልአ ይኹነልና፡፡ ፈጣሪ ኢትዮጵያን ህዝባን ይባርኸ፡፡ ርሑስ በዓል!!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ሩሲያ፣ ጀርመን፣ አውስትራሊያ ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ በዓል ብምርድዳእን መኣዲ ብምክፋልን ምኽባር ካብ ሰዓብቲ እቲ ሃይማኖት ትፅቢት ከምዝግበር ተሓቢሩ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልግሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ መግለፂ እንዃዕ ኣብፀሐኩምን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒትን ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ መልእኽቲ፦ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርስትና ብልዑል ድምቀትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ምስ ትካል መሐብሐቢ ህፃናት ሙሉእ ፍቕርን ብርሃን ይኹን÷ ንዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 ህፃናትን መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፅኦ ማእኸል ዘውዲቱ መሸሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምፅናዕን ምሕላፍ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊፆም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተፈላለዩ ክልላት ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ትንሳኤ ፈተና ብፅንዓት ምስጋር፤ ካብ ፀልማት ናብ…