ሰብኣዊ ደገፍ ብባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ- ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም
ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 30፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ባዕልና ዓቕሚ ብምምላእ ንደቅና ተፀባይነት ዘይኾነስ ሃፍቲ ምውራስ ይግባእ ክብሉ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ምስ ፋና ፖድካስት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ኮሚሽነር፤ ኣብ ውሽጢ…