ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ mizan mekonen Aug 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ ዓብዱልፋታ የሱፍ ከምዝበልዎ፤ ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 714 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፈልሲታት ብምትካል መርኣያ ኮይና ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ብብርኪ ሃገር ዝተዛዘመ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣመልኪቶም ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውነት መለለይኡ ዝሓሸ ተሊሙ ዝለዓለ ምዕዋት እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውነት መለለይኡ ዝሓሸ ተሊሙ ዝለዓለ ምዕዋት እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ስልጣነ፣ ቀንዲል ነፃነት ፀለምቲ ህዝቢታት ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ኢትዮጵያ ንቀፃሊ ወለዶ እውን ዓዲ ተስፋ እያ። ኢትዮጵያዊያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተተለመ ትልሚ ልዕሊ ትልሚ ተዓዊቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተተለመ ትልሚ ልዕሊ ትልሚ ተዓዊቱ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ኢትዮጵያውያን እንትተሓባበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ እጃሙ ልዑል እዩ – ቢልለኔ ስዩም mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ተሓዳሲ ሓይሊ ንምስፍሕፋሕን እጃሙ ልዑል እዩ ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሪታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም፡፡ ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
Uncategorized ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ፈልሲ ብምትካል ኣሰሮም ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እተን ትካላት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና ኢሎም፡፡ ሚኒስትሪ ትምህርቲን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይቲ ፈልሲ ተኺሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ውሽጢ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ እንጦጦ መነ ኣቢቹ ወረዳ ኣካኮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ ኢሎም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዝካየድ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ። 21 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ክሳብ ሕዚ 74 ሚኢታዊ ትልሚ…