ማክሮ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት ዓብዪ ዕድል ዝከፈተ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማክሮ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት ዓብዪ ዕድል ዝከፈተ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም÷ ሎሚ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተረኺቦም ስራሕቲ…