Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኘሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣራት ኪሎ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ እቲ በዓል ፕሬዚዳንት ታዬ ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። ኣብቲ በዓል ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል፣…

መዓልቲ ሓርበኛታት ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ እዮ- ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሓርበኛታት(መዓልቲ ዓወት) ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ ብርቱዕ ቃልሲ መግለፂ ምዃኑ ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም። መበል 84 መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ…

ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ብተደጋጋሚ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ "ኢትዮጵያ እተኽብሮ መዓልቲ ዓወት እምበር መዓልቲ ነፃነት ኣይኮነን" ኢሎም። መዓልቲ ነፃነት ዝተረኸበሉ ዘይኮነስ ኣያታትና ብዝኸፈልዎ…

መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።  

5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ንኽረኽቡ ዕድል ይፈጥር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ኢትዮጵያዊያን ምስ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ዝረኽሉ ዕድል እናፈጠረ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ስራሕ ስምምዕነት ምፍርራማ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ምዕራብ አርሲ ሞዴል ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገለ ኣርሲ ህንፀት ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኡታ ዋዩ ኣጀሚሮም። ብልዕሊ 500 ሚልዮን ወፃኢ ዝስራሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ…

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተዳለወ መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም፡፡ መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምድላው ሲምፖዚየምን ዓውደ ምርኢትን ካብ 1901 ክሳብ…

ንኢትዮጵያ ጉዕዞ ብልፅግና ኩለ መዳያዊ ክእለትን ፃዕሪን ሰራሕተኛታት ወሳኒ እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና እትገብሮ ጉዕዞ ዓንዲ ኮይኖም ዝተፈለዩ ቁጠባዊ ዓውድታት ኩለመዳያዊ ክእለትን ፃዕርን ሰራሕተኛታት ዝሓቱ ምዃኖም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ግልጋሎት ንመዓልቲ ሰራሕተኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም…

ውሳነታት መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 44 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ፡- 1.ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተዛተየ ምስ መንግስቲ ሪፐብሊክ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል…