Fana: At a Speed of Life!

ኣርባዕተ ፀወታታት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኤውሮፓ 16 ንምፅንባር ዝካየድ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ ክካየድ እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ፖርቹጋላዊ ክለብ ቤንፊካ ኣብ ሜድኡ ንሪያል ማድሪድ ኣብ ስታድዮ ዳ ሉዛ ከተአንግድ እያ። ክልቲአን…

ምምዕባል ጉዕዞ ኢኮኖሚ ቱርክዬ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ኣውሮፓን ኤስያን ስትራቴጂካዊ ህላወ ዘለዋ ቱርክዬ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ክፍለ ዘመን ብዘተግበረቶም ኢኮኖሚያዊ ምምሕያሻት ኣብ መበል 17 ዝዓበየ ኢኮኖሚ በዓልቲ ዋና ንምዃን ኣብቒዑዋ። ኣብ 2001 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘተኣናገደቶም…

ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኤርዶሃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢስታንቡል ከንቲባነት ክሳብ መሪሕነት ሃገር ዝተጓዓዙን ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1954 ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ዝተወለዱ ኤርዶሃን ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተፀምበሩ…

ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ዝውሃብ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ልምዓት ብልፅግና ዝግበር ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…

ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ዝውሃብ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቡራት መንግስታት ንኣፍሪካ ልምዓት ብልፅግና ዝግበር ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…

ንኣፍሪካውያን ዘላቒ ልምዓት፣ ዕድልን ክብርን ዘረጋግፅ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽህሉ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መራሕቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸን ናብ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ብምባል፣ ታሪኻዊ ዓሻራን ፅኑዕ ራእይን ኣፍሪካ ኣፅንኦት ሂቦም ገሊፆም፡፡ ናይታ ኣህጉር ዓብዩ ሃፍቲ ተፈጥሮኣዊ ፀጋ ጥራይ…

መራሕቲ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም – ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም ኢሎም፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…

ቡሩንዲ ንኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ካብ ኣንጎላ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫሪስት ንድዪሺሚዬ ንኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ኮይኑ ተመሪፆም። መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን ኣል ናህያን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን አል ናህያን ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዋና…