ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር በቆል ፍልጠት ንዓወት ሃገራዊ ዘተ… mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ፖለቲካዊ ቅልውላው፣ ማሕበራዊ ምክፍፋልን ጎንፂታትን ንምስጋር ገሊኦም ኣብ ሕጋዊን ፖለቲካዊን ምምሕያሻት ጠመተ እንትገብር ካልኦት ድማ ብሃገራዊ ዘተ ኣቢሉ ሓባራዊ ፍታሕ ንምድላይ ፈቲኖም እዮም። ሃገራት ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቤኒንን … mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቤኒንን ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲ፣ ባህሊን ካልኦት ዓውዲታት ዝተመስረተ ናይ ክልተ ወገን ርክብ ኣለወን። ቤኒን ብ2005 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ዝኸፈተት ኮይና ፖለቲካን ዲፕሎማሲን ርክብ ናይ ክልቲአን ሃገራት ብዝያዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ኤኬ ቱርኪዬ ንዓወት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገዛኢ ፓርቲ ቱርኪዬ ዝኾነ ፓርቲ ፍትሕን ልምዓትን (ፓርቲ ኤኬ)፣ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዘመዝገቦ ዓወት ዕላዊ መግለፂ ሓጎስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ምክትል ኣቦ ወንበር ኤኬ ፓርቲን ሓላፊ ክፍሊ ወፃኢ ዝምድናታት እቲ ፓርቲን ዛፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ mizan mekonen Jul 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይህብ ኣሎ። እቲ መብርሂ፣ ተሳተፍቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ክኽተልዎም ዝግባእ መትከላትን መምርሒታትን ብግቡእ ንኽተግብሩ ዝሕግዝ ምዃኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምጥፋእ ዘይኮነስ ብምድማፅ… mizan mekonen Jul 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ምጥፋእ ናብ ምድማፅ ንምስግጋር ዝዓለመ ጉዕዞ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ከም ቀንዲን ታሪኻዊን መሰረት ኮይኑ የገልግል ኣሎ። ንነዊሕ ዘመናት ዝቐፀለ ፖለቲካ ምግላልን ሓይሊ ከም መፍትሒ ምጥቃምን…
ጥዕና ብወለንታውያን ዝውሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ይገብሩ ኣለው – ዶ/ር መቕደስ ዳባ mizan mekonen Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ብወለንታውያን ዝወሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዙሓት ዜጋታት ተጠቀምቲ እናኾኑ ከም ዘለዉ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ‘ሀርት አታክ ኢትዮጵያ’ ምስ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብምትሕብባር ዝህቦ ዘሎ ናፃ ናይ ልቢ መጥባሕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ፋብሪካ ጫማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ mizan mekonen Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ደቡብ ምስራቕ ቻይና ኣብ ከተማ ጂንጂያንግ ኣብ ሓደ ፋብሪካ ጫማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሓዊ ኣብ ህንፃ ሁይትንግ ፉትዌር ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ እቲ ሓዊ ኣብ ዝተለዓለሉ እዋን ኣስታት 240 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት…
Uncategorized መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ኣንፈት ዝውስኑ ኣጀንዳታት ዝህብዎ ትርጉም mizan mekonen Jul 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ዕላዊ ዝገበሮም ሸሞንተ ኣጀንዳታት ንዘመናት ኣብታ ሃገር ዝነበሩን ሱር ዝሰደዱን መሓውራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ቅርሕንቲታት ብሰላማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ታሪኻዊ መሰረት ዘንብሩ እዮም። ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝሃነፀቶ ዓቕሚ ዓለም ለኸዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋርማሲቲካልን ሆስፒታላትን ዝሃነፀቶ ዓቕሚ ህንፀትን ቁፅፅርን ካብ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ቁፅፅር መድሓኒት ዓለም ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዩኒቨርሲቲ መደመር ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ ቐረባ ግዜ ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ዩኒቨርስቲ መደመር ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብቐረባ ግዜ ክዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ብዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፣ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንብዙሕ ዓመታት ዝነበረ…