ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ፍኖተ-ካርታ ስርዓት-ምግቢ ኣሰናዲኣ እናተግበረት ከምትርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)” ዘላቒን ንህዝቢ ማእኸለ ዝገበረ ሓምለዋይ ስግግርን ”ብዝል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ 2025 ፒ4ጂ ቬይትናም ጉባኤ ኢትዮጵያ ተመክሮ ስርዓተ ምግባ ኣካፊላ፡፡
ምስ ሓምለዋይ ለውጢ ዝተዋደደ ዘላቒ ስግግር ስርዓት -ምግቢ ብዝምልከት መድረኽ…