ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ዘይሓዘ ኣሸከርካሪ ምሽክርካር ኣይኽኣልን – ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተትሓዘ ዓመት ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር ኣብዚ ዓመት ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ኣሽከርከርቲ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ብቕዓት ምዘና ምውሃብ ዘድለየ 83 ሚኢታዊ ኣብታ ሃገር እናበፅሐ ዝርከብ ሓደጋ…