Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝተዳለወ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ እያሱ ኤልያስ (ፕ/ር)ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢልዮን ፈልሲ ንምትካል…

ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርስቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ማዕረ ተፈላልየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ኣብ ስታድየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም፤ ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራት ዳዋ ሁጤሳ ንከተማ ኣዳማ…

ብሓደጋ መኪና ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ዋጫለ ከባቢ ከተማ ሙከጡሪ ቀበሌ መቼላ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክሳብ ሕዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብቶም ዝሞቱ ብተወሳኺ ኣብ 21 ሰባት ኸቢድን ኣብ 17 ሰባት ድማ ቀሊልን ጉድኣት ምብፅሑ ምክትል…

ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹውቲ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ዝጎደልዋ መሰረተ ልምዓታት ብምምላእ ንነበርታ ምችው ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ትማሊ ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾነ ፓርክ ቡልቡላን ካብ ቦሌ ካርጎ…

ስራሕ ልምዓት ፓርክ ቡልቡላ እንትውገን ማሕበረሰብ ንቑሕ ተሳትፎ ገይሩ- ክፍለ ከተማ ቦሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ፓርክ ቡልቡላ እንትውገን ማሕበረሰብ ብምትሕብባርን ብምውዳድን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ካብ ምባል ብተወሳኺ ኣካል እቲ ስራሕ ከምዝነበረ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ቦሌ ገሊፁ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣለምፀሃይ ሽፈራው ከም…

ሩሲያን ዩክሬንን ሰላም ንምርግጋፅ ኣሜሪካ ብትደልዮ ቕልጣፈ ክውገን ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ንምቁራፅ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ኣሜሪካ ብትደልዮ ቅልጣፈ ክሳካዕ ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን እቲ ጎንፂ ብዲፕሎማሲያዊን ፖለቲካዊን መገዲ ንምፍታሕ ቆራፅ ምዃና ውሃቢ ቃል ክሬምሊን…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 11 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ኣፅዲቁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 11 ቢሊየን 556 ሚሊየን 999 ሺሕ ብር በጀት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቁ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብታ ከተማ ዘለው ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ንምድጋፍ ዝቐረበሉ ተወሳኺ በጀት ዘፅደቐ እንተኾን እቲ በጀት…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…

ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተዋደደ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ን5 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ መንግስቲ ዴንማርክ ብምትሕብባር ዕላዊ…