ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብምትጋህን ብምልፋዕናን ዝረኣይን ዝጭበጥን ውፅኢት ኣመዝጊብና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይተዘናጋዕና ንልዑል ውፅኢት ክንተግህ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ካቢኔን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ይካየድ…