Fana: At a Speed of Life!

ዶናልድ ትራምፕን ዘለንስኪን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ዩክሬን ቮለድሚር ዘለንስኪ ሎሚ ኣብ ጣሊያን ሮም ተራኺቦም ተዛትዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተዓዲሞም።…

ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ ሎሚ መሪቐን ከፊተን፡፡ ህንፀት እቲ ማእኸል ንኣርባዕተ ዓመታት ዝኣኽል ክስራሕ ምፅንሑ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ፡፡ እቲ ማእኸል ቅድም ሕዚ መንበሪ ገዛ…

ፅርየት መንደር ፍርያት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነቱ ንክዓቢ ዘኽአለ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት መንደር ምህናፅ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነቱ ክውስኽ ዘኽአለ ምዃኑ ሚኒስትር ንግድን ዞባ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፅርየት መንደር ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብብዝሓት ዘይርከቡ…

ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንክልተ መዓልቲ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣኼባ ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ ፓርቲ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ፦ ካብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተውሃበ መግለፂ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…

ፈጠራን ሃፍትን ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደሽቲ ፈጠራን ቅልጣፈን ከምኡ እውን ሃፍቲ ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኻ መዓልቲ ዓሶ ንመበል 18 ግዘ "ሓደሽቲ ፈጠራን ሃፍቲን ብምውዳድ ብኹለ መዳይ ዓለም ለኸ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሃገራት መራሕቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ልዕሊ 250 ሺሕ ዝኾኑ…

ዝተሰለፈሉ ዕላማ ዝተረደአ ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኩለመዳይ ዓወዲታት ዓርሱ እናብቀዐ ዝመፀን ዝተሰለፈሉ ዕላማ ዝተረደአን ፕሮፌሽናል ሰራዊት ተሃኒፁ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ምስ ላዕለዎት…

ሰራዊት ምክልኻል ብዘመዝገቦ ዓወታት ከይተኹራዕረዐ ንዝበለፀ ልእኽቶ ዓርሱ ከዳልው ይግባእ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ ፣ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ሓይልታት ምክልኻል መብርሂ ሂቦም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብታ ሃገር ዝመፀ ለውጢ ስዒቡ ዝተመዝገቡ…

መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ "ጉባኤ ሕውየትን ተስፋን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ሎሚ 17 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም. ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን እስያ ተዛትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣኼባ 2025 ዓ.ም.ፈ አይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን እስያ ጂን ሊኩን ዘትዮም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣብቲ እዋን÷ እቶም…