Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ፓርላማ ኢትዮ- ፓኪስታን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢስላም አባድ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጉጅለ ኣብቲ እዋን ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡…

ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፃዊ ተፃዋታይ መስመር ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ፡፡ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ እዋን እቲ ፊርማ ብዙሕ ዓበይቲ ፅዋዓት ብሓደ ኮይንና ከምንስዕር ስለዝኣምን ፈሪመ ክብል ተዛሪቡ፡፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ድጋፎም ከሐይሉ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ሚኒስትሮም ገይሮም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡ በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ…

ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ኢንዱስትሪ ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ግሩፕን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሆሚቾ ዑደት ገይረን፡፡ ኣብ ዑደተን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተጀመሩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ተዘዋዊረን…

ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዕሊ ስራሖም ጀሚሮም፡፡ ግዝያዊ ካቢኔ እቲ ክልል ሎሚ ዝተኻየደ እንትኾን÷ ሌ/ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝስርሑ ዕማማት ኣንፈት መምርሕን ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ…

ሕብረት ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ዝገብሮ ፃዕሪ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ክትድግፎ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ አምባሳደር ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሞሓመድ ሳሌም ኣል ረሺድ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብ ሞንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንምጥንኻር…

መምህራን ስብራት ትምህርቲ ንምፅጋን ልዑል እጃም የብርክቱ ኣለው – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህር ስብራት ምፅጋን እናተገበረ ኣብ ዘሎ ከይዲ መምህራን ንወለዶ ልዑል እጃም የበርኽቱ ከምዘለው ሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትሸዓተ ኣዋርሕ ዓውዲ ትምህርቲ…

ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ ፍርያታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 338 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ፍርያታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ምትሓዞም ተገሊፁ፡፡ እቶም ፍርያታት ዝተትሓዙ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ግልጋሎት ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…