ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘትየን mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኣየር ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ክህብ እዩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልተ መገዲ ኣየር ቻይና ኣብ መወዳታ 2025ዓ.ም.ፈ ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ንምጅማር ትልሚ ምሓዞም ኣፍሊጦም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግሥቴ ምስ ሰብ ሃፍቲ በዓል ዋና ቻይና ዝተትሓዙ ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ዑደት ገይሩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ትዕግስት ሃሚድ ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ደሕንነት ሳይበር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ናብ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ዓብዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብጠንኻራ ትካላዊ ሪፎርም እናተሃፀ ዘሎ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ምዕባዩ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ ኣብ ምክልኻል ብኣዛዝነትን ስታፍ…
ቴክኖሎጂ ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ እቲ ኣኼባ ካብ 20 ክሳብ 22 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ ምስ ግልጋሎት ዓለም ለኸ ቪዛ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ግልጋሎት ዓለም ለኸ ቪዛ ኣብ ብሓዋላ፣ ዲጂታል ፋይናንስ ከምኡ እውን ሓደሽቲ ዕድላት ምትሕብባር ብሓባር ንምስራሕ ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ ይሹሩን ዓለማየሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ንምዕባይ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ከምኡ እውን ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ገፀር ሽፋኑ ንምዕባይ ምስ ሃገር ቦቖል ኣፍረይቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምዃን እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መቀመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ልዕሊ 20 ሃገራት ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ ኣብ ዑደት፤ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓቕሚ ቱሪዝም ብዝምልከት ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኸውን እዩ – ሞሰስ ቪላካቲን mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕርሻ፣ ልምዓት ገጠር፣ ኢኮኖሚ ዘላቒን ልምዓትን ዩኒየን ኣፍሪካ ሞሰስ ቪላካቲን ዘትዮም፡፡ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ለውጢ እናመዝገበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ኮሚቴ ፖለቲካዊ ኣማኻሪን ኣቦ ወንበር ፌዴሬሽን…