Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18…

ኣብ እዋን ቀውዒ ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር ብዘርኢ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ቀውዒ 2017/18 ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኣብ ቀውዒ፣ ሓጋይን ከምኡ እውን ስራሕቲ ልምዓት መስኖ…

ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሎሚ ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ዘካየድዎ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ምስ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ብምዃን እዩ፡፡ ሎሚ ዘበን ብምትካል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 347 ግልጋሎት ዲጂታላይዝ ብምግባር ቅርታ ክንክዩ ተገይሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 347 ግልጋሎት ዲጂታላይዝ ብምግባር ቅርታ ክንክዩ ተገይሩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። 3ይ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤ ምክያድ ጀሚሩ፡፡…

ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ፡፡ ኢትዮ ዊንጌት ራሽያን ስዊንግ ዝተብሃለ ጉጅለ ሰርከስ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ውድድር ኣርት ሰርከስ ዓለም…

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብምርመራ ብምሕጋዝ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብመፅናዕትን ምርመራን ብምድጋፍ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፡፡ ሓምሻይ ዓመታዊ ፓርላማ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን "ሓቛፍን ጠንካራን ስርዓት ፓርላማ…

ብቪዛ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ወፃኢ ካብ ዝተውሃቦም ግዜ ገደብ እንተሕሊፎም መቕፃዕቲ የጋጥሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብቪዛ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ወፃኢ ካብ ዝተውሃቦም ግዜ ገደብ እንተሕሊፎም መቕፃዕቲ የጋጥሞም እዩ ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ብዛዕባ ዓመታዊ ዲፕሎማስያዊን ሰሙናዊ ንጥፈታትን ፍፃመታት…

131 ሺሕ 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 131 ሺሕ 14 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ተገይሩ ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ዓመታዊ ተግባራት ዲፕሎማስያዊን ሰሙናዊ ንጥፈታትን ኣመልኪቶም ኣብ…

ኣብ 2017 ከም ሃገር ዓበይቲ ዓወታት ተመዝጊቡ – ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከም ሃገር ዓበይቲ ዓወታት ዝተመዝገቡሉ እዩ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ። ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018 ዓመት ዝገበረ መድረኽ “ጠንካራ ኣወዳድባ…