Fana: At a Speed of Life!

ካብ መሸጣ ካርቦን 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ካርበን መሽጣ 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ምክያዳ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መማረፂታት ኢንቨስትመንት ክሳተፉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ኣማራፂት ኢንቨስትመንት ንምድንፋዕ መፋለጢ መድረኽ ንግድን…

ትሩፋት ኢኮኖሚ ንምዕባይ ኣባልነት ብሪክስ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ብምዃን ዝርከቡ ትሩፋት ኢኮኖሚ ክብ ንምባል ኣባልነታ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፈር በድሩ ገሊፆም። ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፈር በድሩ÷…

በዓል ሹዋሊድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዝኽበር በዓል ሹዋሊድ ብዕውት ንምዝዛም ዘኽእል ቕድመ ምድላዋት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኮሚሽነር ረምዚ ሱልጣን÷ እቲ በዓል ብድምቀት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ካብ ኩሎም ወረዳታት…

ስራሕቲ ልምዓትን ሓለዋን ቅርሲ ጁገል ብዝተወዳደ መልክዑ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓትን ሓለዋን ብዝተዋደደ መልክዑ እናተኻየደ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ዓለም ለኸ ቅርሲ ጁገል ብምዕራፍ ሰለስተ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓኪስታን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ምጥንኻር ከምትደሊ አምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻኒፍ ገሊፆም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ምስ አምባሳደር ኣቲፍ ሻኒፍ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላዩ ዓውዲታት እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ እዮም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዓውድታ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን ዝስርሑ ዘለው ስራሕቲ ተስፋ ውሃብቲ ምዃኖም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራሓታት ፓርቲታ ፖለቲካ ዘቲዮ፡፡ እቲ ዘተ ምስቶም ፓርቲታት ብዛዕባ ዝህልዉ ቐፀልቲ ምዕራፋት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ሎሚ ምስ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል እናጠናኸረ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንግድን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-እስራኤል ንምጥንኻር ልዑል እጃም እናገበረ ከምዝርከብ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብርሃም ንጉሴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን እስራኤልን ካብ ጥንቲ ዘበነ ንግስቲ ሳባ ዝጀመረ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ደገፍ 240 ሚልዮን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መርሃ ግብርታት ልምዓት ዝውዕል ደገፍ 240 ሚሊየን ዩሮ (32 ነጥብ 3 ቢሊየን ብር) ሂቡ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ብተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ሶፊ…