ስፓርት 2017 ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሰዓራይነት መድን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ዝተካየደ ውድድር ዓመት መወዳእታ ፀዋታ መድን ኢትዮጵያን ካብቲ ሊግ ምውራዱ ዘረጋገፀ ምስ ስሑል ሸረ ኣብ ዘካየድዎ ፀዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ናብ ዝዓበየ ብርኪ ኢኮኖሚያዊ ርክባ ክተዕቢ ትደሊ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘመን ተሳጋሪ ምሕዝነት ናብ ልዑል ብርኪ ንምዕባይ ናይ ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚ ርክብን ንምዕባይ ትደልይ ኢሎም ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ደቡብ ኮርያ ጆ ሆ ያንግ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ፈረንሳይ ዝካየድ ዘሎ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ይሳተፉ ኣለው፡፡ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ጉጅለ 20 ሃገራት መሰረት ማዕቀፍ ዘለዋ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምላይ ኣሰር ብዝሃ ህይወት ንክሕሎ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባይ ብዝሃ ህይወት ንክሕሎ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘካይዶ ዘሎ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ክልላት ንምምኽኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ምጥንኻር ክኢላ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣንጎላ ኣሰናዳነት ዝተዳለወ ኢትዮጱያ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ብዘጠናኽር ውፅኢታዊ ተሳትፎ ገይራ ኢሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ከምዝበልዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነብሲ ዘድሕን መድሓኒት ዘብፅሓ ድሮናት… mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ ዘጋጥም ምፍሳስ ደምን ደም ብግቡእ ክረኽባ ንምግባር እናተሰርሐ እዩ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ሕክምና ኣገደስቲ ዝኾኑ መድሓኒታት ብእዋኑ ንክበፅሑ ኣብ ምግባር ሕሙማት ንኸቢድ ፀገም ከይቃልዑ ንምክልኻል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ኣየር ክልላ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢራን ምስ እስራኤል ዝተገበረ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ክሊ ኣየራ ብኽፋል ክፍቲ ገይራ። እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ኢራን ክሊ ኣየርኣ ምሉእ ብምሉእ ምዕፃዋ ይዝከር፡፡ እቲ ኲናት ብኣሜሪካ ሸምጋልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ቢሊየን ብር ወፃኢ እናተሃነፀ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ … mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ ንግልጋሎት ንምብቃዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ መንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ "ኢኖቬሽን ንኩለመዳያዊ ዓወት ሽፋን ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሚኒስትሪ ጥዕናን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝተዳለወ ጉባኤ ብዙሓት ሃገራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ስራሕቲ ምምሕያሽ የካየድ ኣሎ mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዓውዲ ለኣክን ኣምፃኢ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገጠሙዋ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ የካየድ ኣሎ፡፡…