ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን ኣል ናህያን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን አል ናህያን ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…