ህንፀት ዩኒቨርሲቲ መደመር ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ ቐረባ ግዜ ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ዩኒቨርስቲ መደመር ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብቐረባ ግዜ ክዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ብዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፣ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንብዙሕ ዓመታት ዝነበረ…