ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ተግባራት ኣብ ዓውድታት ባህልን ኪነ ጥበብን እናተሰርሑ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰናይ ምስሊ ኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ናይ ምቕራብ ተግባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ነብዩ ባዩ፡፡
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፅቡቕ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝሃንፁ ስነ-ጥበባዊ…