ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘለቒ ፍታሕ ኣየምፅእን – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘላቒ ፍታሕ ኣየምፅእን ክብሉ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘካይዶም ምዕራፍ ምትእክኻብ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…