Browsing Category
					
		
		ቢዝነስ
ብሽርክና ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን 560 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ይስርሑ ኣለዉ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ንደሓር ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምሽራኽ 560 ፕሮጀክታት  ኢንቨስትመንት እናተሰርሑ ምዃኖም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ መኮንን ሃይሉ ከምዝገለፁዎ፥…			
				ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንትን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ከምዝበልዎ፥ ካብ ውልቀ ባንኪታት 24 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ተኣኪቡ ኣሎ።
እቲ…			
				ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል ምስ ሓለፍቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ብስፍሓት ኢንቨስት ብምግባር ዝፍለጥ ኩባንያ ኣፍሪካብ…			
				ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሲቪል ኣቪዬሽን ካብ ግዘ ናብ ግዘ ምምሕያሽ እናርአየት ምምፃኣ ተገሊፁ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብገምጋም ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ካብ ግዘ ናብ ግዘ ምምሕያሽ እናርአየት ምምፃኣ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ወይዘሮ ህይወት ሞሲሳ፥ ንድሕንነት ኦዲት ካብ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ምስ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተዛትየን።…			
				መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ኩዌት ይካፈል ኣሎ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት እናተሳለጠ ዝርከብ ኣቪየሽን ሾው 2020 ይካፈል ኣሎ።
እቲ መገዲ ኣየር ምስ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ኩዌት ብምትሕብባር ኢዩ ኣብቲ ኣቪየሽን ሾው እናተሳተፈ ዝርከብ።
ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት…			
				ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ ካብ ምምሕያሽ ፖሊሲ ጀሚሩ ካልኦት ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ኣብ ምፍራይ ጣጥኡ ዝወደአ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ…			
				ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 22 ነጥቢ 04 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ
				ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም 22 ነጥቢ 04 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ እዋን ዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ብ32 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣለዎ።
ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ…			
				ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ኣመራርሓን ፕሮጀክታት ልምዓት መንግስቲ ፌዴራል ሃፍቲ መንግስቲ ኣብ ውፅኢታዊ ዓውዲታት ንኽውዕል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 77 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ተሰናዲኡ ዝቐረሉ…			
				ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪ ቡን ዝምልከት ሰሚናር ኣብ ጃፓን ተሳሊጡ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪ ናይ በረኻ ቡን ብዝምልከት ሰሚናር ኣብ ጃፓን ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተሳሊጡ።
ኣብቲ ሰሚናር ናይ ኢትዮጵያ በረኻ ቡን ብዝምልከት ፅሑፋት መውሃቢ ግንዛበ ቀሪቦም መብርሂ ተገይሩሎም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰሚናር ፍረያት ናይ…			
				ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ጂቡቲ መሪቖም ከፊቶም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብታ ሃገር ቅርንጫፍ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ትማሊ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሓዊሱ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብዱላዚዝ መሓመድ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ባጫ ጊና ከምኡ…			
				 
			