Browsing Category
ቢዝነስ
ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢኮኖሚ ዞን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞን ቦሌ ለሚ ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮምቦሌ ለሚ
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷ ኣብቲ ኢኮኖሚ ዞን ፍሪያት ንምፍራይ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ልዕሊ 33 ሺሕ ቶን ፅዕነት ከምዘጓዓዘ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 33 ሺሕ ቶን ናይ ፅዕነት ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ፡፡
ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ኣገልግሎት…
ኢትዮ-ቴሌኮም 61 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 61 ነጥቢ 9 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ፡፡
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬ-ህይወት ታምሩ÷ ብኔትወርክ መስፋሕፍሒ፣ ብፅሬት ኣገልግሎት፣ ሓደሽቲ ኣገልግሎታ ብምጅማር ኣብ ውሽጢ…
ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ዝረኣዩ ፀገማት ተበፃሕነት ፋይናንስ ንኽፍትሑ ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ዝረአ ፀገም ተበፃሕነት ፋይናንስ ቅልጡፍ መፍትሒ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ገሊፀን፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኒዮርክ ኣብ ዝተሰናደአ ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓት ፋይናንስ እናተሳተፈት…
ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(ኣይ ኤም ኤፍ) ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
ክሪስታሊና ጂዮርጂቫ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒሰተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ…
መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓሮ÷ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ወርሒ…
1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ በፂሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ንበነ ምህርቲ 2017/18 ዘገልግል ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፀሐን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ነዚ ስዒቡ ክሳብ 27 ጥሪ 2017 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተጓዓዓዘ…
ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ምብፅሑ ተገሊፁ።
እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፈርቂ ዓመት 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት 245 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
እቲ ኣታዊ ካብ ክራይ መፍረይቲ ሼዳት፣ ካብ ክራይ ዝለምዐ ሊዝ መሬት፣ ኪራይ ኣፓርትመንታትን ህንፃታትን፣ ሓደ ማእኸል…
ልዕሊ 590 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 597 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ፍሉያት ዞባታት ኢኮኖሚን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋን ከምዝኣተዉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡
ፈፃሚ ስራሕ ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን…