Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 479 ሺሕን 830 ቶን ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብምልኣኽ ካብ…

ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኸፈተ ዕላዊ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳሪሕታትን ምህርቲታት…

መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ-ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ኣባል ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዕደናን ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ካብ…

ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ እቲ ባንኪ ቅድም ክብል ንህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ቢሊየን ገንዘብ ብትሑት ወለድ ከለቅሕ ከምዝፀንሐን እዚ ድማ…

ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ክልል ትግራይ "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ "ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮሌጃት፣ ናይ ቢዝነስ…

ብኮንትራት ፋርሚንግ ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ብውዕል ፍሪያት ግብርና (ኮንትራት ፋርሚንግ) ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዴስክ ውዕል ፍሪያት ግብርና እቲ ሚኒስቴር ሱልጣን…

ዓቕሚ ምፍራይ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ማሕልኻታት ብምስታሕ  ዓቕሚ ምፍራየን 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ በድሆታት እተን…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ ሰለስተ ዙር…

ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ፍርያት እንትኣቱ ኣብ መዓልቲ 15 ሺሕ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ካብ ግዝኣት ፉጃን ቻይና ምስ ዝመፅኡ ላዕለዎት ልኡኽ መንግስቲ ዘቲዮም። ተሳትፎ እቶም…