Browsing Category
ቢዝነስ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ወሲኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚኒስቴር ስቪል ኣቬዬሽን ህንዲን 30 ሓምለ 2024 ዓ.ም.ፈ ናብ ህንዲ ሃይደራባድ ሰለስተ በረራታት ንምውሳኽ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም…
ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ፎረም ቢዝነስ…
ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምኡወን ሰብ መዚ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ዓለም ለኸ ቁፅሪ በረርኡ ናብ 139 ክብ ከምዘበለ ተዛሪቦም።…
ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 512 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 529 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ 2016 512 ነጥቢ 82 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት…
ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ምስ ዘልምዑ ዘለዉን ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲን ዘተ ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይግበር ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሲዳማ ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዩኒዶን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር” ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር”ን ስልጠና ምዕባይ ዓቕሚን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ድልየት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣገለግሎት ኤቲኣር ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ብምስፋሕ ንምምሕዳራት…
ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ስርዓት ኣሰራርሓን ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ስርዓት ኣሰራርሓን ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ስራሕቲ ኣተኣኸኽባ ግብሪ 2016 ዓ.ም…
ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርግስያ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ…
ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተክል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ክሳብ 30 ሓምለ 2016 ዓ.ም ፍርቂ ሚሊየን ፈልሲ ኣብ መላእ ሃገር ከምዝተክል ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬ-ህይወት ታምሩ ገሊፀን።
ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኢትዮጵያ ቴሌኮም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…