Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ልዕሊ 312 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 312 ነጥቢ 56 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ትካላት እቶት መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ የሳልጡ ኣለዉ።…

ካብ መሸጣ ሓይሊ ውሽጢ ሃገር 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ መሸጣ ሓይሊ ውሽጢ ሃገር 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ፡፡ ምመሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017  ሓይሊ…

ጉዳይ ቀረፅ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ 15 ሚኢታዊ ቀረፅ ጉምሩክ ዝቑረፀለን ዝነበረ 5 ሚኢታዊ ንክኸውን ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ፖሊሲ ታክስ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሙላይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ትምህርቲ ሙያን ቴክኒክን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ቻይና ቲያንጂን ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ትምህርቲ ሙያን ቴክኒክን ይሳተፋ ኣለዋ። ወ/ሮ ሙፈሪሃት፥ ብዙሓት መናእሰይ ዝወነነት ኢትዮጵያ ለምዓት ሓይሊ ሰብ ቀንዲ ጠመተኣ ብምግባር…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣመራኸትትቲ ምዕባለ ማክሮ ኢኮኖሚ ተራእዩ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣመራኸትትቲ ምዕባለ ማክሮ ኢኮኖሚ ተራእዩ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። ናይ ነዊሕ እዋን ትራንስፎርሜሽን ኢኮኖሚ ንምዕዋት ዘጋጠሙ ፀገማት፣ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ መስራሕ ዝግበኦም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ንመበል ካልኣይ እዋን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ። ስነስርዓት ኣወሃህባ እቲ ሽልማት ኣብ ከተማ ዱባይ ከምዝተሳለጠ ተሓቢሩ። እቲ ሽልማት ብገልፍ ሃገራት ነዝወሃቡ…

ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ምውዛዕ ልምዲ ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጰያ ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ዘምድናን ወ/ሮ ያስሚን ወሃብረቢ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ለኣኽቲ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ብምሻጥ ዝተረፈ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኣካውንቶም ከቕምጡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ለኣኽቲ ካብ ዘፈልፈሉዎ ሸርፊ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ዝኸውን ሽዑ ንሽዑ ብምሻጥ ዝተረፈ 50 ሚኢታዊ ንዘይተወሰነ ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ኣካውንቶም ከቕምጡ ዝኽእሉሉ ኣሰራርሓ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ…

ኤር ባስ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣየር መንገድ ጋር ያለውዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኤር ባስ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ አየር መንገድ ጋር ያለውዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዓለም ለኸ ፕሬዚዳንት እቲ ኩባኒያ ውተር ቫን ዌልስች ገሊፁ። ኤር ባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ምስ ዝኾነ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንብዙሕ ዓማውቲ…