Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ከምዝህነፅ ተገሊፁ።
ክልቲአን ሃገራት ኣብ ወርሒ ግንቦት 2023 ዓ.ም.ፈ ዝኸተምኡ ናይ 738 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ፋይናንስ ስዒቡ እቲ መገዲ ይህነፅ ምህላዉ ተሓቢሩ።
ብሄራዊ ቤት…
ካብ ንግዲ ወፃኢ ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰኒ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር)፤ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50…
ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ተመራፂት ማእኸል ስሕበት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዝኾነት ፀብፃብ ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓቢሩ።
እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጠንካራ…
ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ተተካኢ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ዝበለፁ መገዲታት ኣየር ሓደን ናቶም ቀዳማይ ሕሪያን ከምዝኾነ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ኣብ ማሕበራዊ…
ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ጀሚሩ።
እቲ ፋብሪካ ተክለ ትኩእ “ኣስመጪን ላኪ” ምስ ኩባንያ ፒያጆ ህንዲ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ፒያጆ ዲያጎ ግራፊ፥ ትካሎም ኣብ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ሃገራዊ ኣፍረይቲ ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ሃገራዊ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ።
ኣብቲ ውዕሊ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን ሰብ ዋና እተን ኩባኒያታትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
ኣይተ…
ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ-ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር፥ እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ዓለም በሪኻ ንክትረአ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ።
“ልዑል ተሳትፎ ዩንቨርስታት ኣብ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓውደ…
ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም።
እቲ ደገፍ፥ ሕማማት ቲቪ፣ ኤች አይ ቪን ዓሶን ምቁፅፃር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሓላፊ ዲፓርትመንት ግሎባል ፈንድ ኣፍሪካ…
ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ።
ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ በሃይሉ ንጉሴ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ 25 ቅርንጫፋት ልዕሊ 200 ሺሕ…
ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 3 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን።
እተን ሚኒስትር፥ እቶም ዜጋታት ኣድላዪ ከእለት ንክውንኑ ናይ ምብቃዕ…