Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ። ብመሰረት እዚ ካብ 26 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀምሮ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሐዚ እዋን ሰሙናዊ 7 በረራታት ከምዝገብር ኣብቲ መገዲ…

ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምዝገባን ሓበሬታን ትሕዝቶ መሬት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምዝገባ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ትሕዝቶ ሓሰን…

ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዘና ተስማዕማዕነት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓዊሱ ልዕሊ 19 ሺሕ ኣገልግሎት ፍተሻ ፅርየት ፍሪያት ከምዝተኻየደ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል መዓዛ ኣበራ፥ እቲ ትካል ብቐንዱ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ ፍተሻ ፅርየት፣ ሰርተፊኬሽን ፅርየትን…

ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ…

ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ። እቲ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን፥ “ምጥንኻር ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ምዕባለን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ግዚያዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ክጅምር ኢዩ። ዋርሶው ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ሓድግታት ዝርከበላ፣ ማእኸል ዝነኣዱ ኪነ ህንፃታትን ታሪክን ዘበናዊነትን ኣጣሚራ ዝሓዘት ከተማ ኢያ። ስለዝኾነ መገዲ ኣየር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ክብ ኣቢሉ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን 12 በረራ የካየድ ከምዝነበረ ኣዘኻኺሩ። ይኹን እንበር ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝገብሮ በረራ ናብ 18 ክብ ከምዘብሎ ኣብ…

ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ዓውዲታት ንግዲ ኢንቨስትመንት ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ተኸሊኦም ዝፀንሑ ስራሕቲ ንግዲ ኣታዊን ሰደድ ወፃኢን፣ ጅምላን ችርቻሮን ክፍቲ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቶም ዓውዲታት ንግዲ ንብዙሕ ዓማውቲ ተኸልኪሎም ከምዝፀንሑ ሓቢሩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣደም ኑሪ፥ እቲ ቢሮ ኣብ 9 አዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፆም። እቲ ኣታዊ…

ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ተዛሪቦም። ኣብ ዩንቨርስቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ ፋይናንስን ፖለቲካል ኢኮኖሚን ደጀኔ ማሞ (ዶ/ር)፥ እቲ ንግዲ ንሰብ…