Browsing Category
ቢዝነስ
ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ምጅማሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባኒያ ምስቲ ኮርፖሬሽን ውዕሊ ስምምዕነት ብምኽታም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ስራሕቲ ቅድመ ኦፕሬሽን ክገብር ከምዝፀንሐ…
ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ዕደና ኣፍሊጡ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር የዳምፅ ኣሎ።
ሚኒስትር…
3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓሰርተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርያስላሴ ገሊፀን።
ሃና ኣርያስላሴ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምችውቲ መብፅሒት ኢንቨስትመንት ንምግባር ፍሉይ…
ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣምባሳደር ኲዌት ኣብ ኢትዮጵያ ናይፍ ሃኘስ ኣል ኦይታይቢ ክታሞም ኣምቢረሙሉ።
እቲ ስምምዕነት፥…
ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት…
ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ወንጂ ሸዋን መተሃራን ስርሑ ብምዝዛም ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
ሓፈሻዊ ኣካያዲ ስራሕ ቁፅሪ ሓደን ሰለስተን ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ጥበቡ ማሞ፥ እቲ ቴክኒካል ጉጅለ…
ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ሓለፍቲ ስራት ሚኒስቴር ገንዘብን መዳርግቲ ትካላትን ተረኺቦም።
ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ኣብ…
ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣካቢ ቤት ምኽሪ ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ሓሰን ሙጂብ ኦል ህዋይዚ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ኣምባሳደር ታዬ…
ኣብ ትግራይ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዋ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ብምትካእን ንግዲ ወፃኢ…
መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ደቡብ ደቡብ ምትሕብባር ደቡብ ንዘላቒ ልምዓት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ተወከልቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…