Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ሽልማት ዝተውሃበ እቲ ኮርፖፐሬሽን መበል 35 ዓመት ምስረትኡ ኣብ ዘኽብረሉ መርሃ ግብሪ እንትኸውን፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘበርከቶ ልዑል ኣገለግሎትን ሽርክና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ…

1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚታት ሓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት እንትኽበር ኢትዮጵያ ነምሽጋር በዝተገበረ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ ብድሆታትን ይዝከሩ ኣለዉ።…

እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ፖሊሲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ። ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናደእዎ ሓበራዊ ፎረም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

ጀርመን ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ዝውዕል ተወሳኺ ሓገዝ 4 ሚሊየን ዩሮ ከምዘፅደቐት ተገሊፁ። በዚ ድማ ጀርመን ንህንፀት ሰላምን መትከሊ እግሪን ዝገበረቶ ሓገዝ 14 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ከምዝበፅሐ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ፍሪያታት ኢንዱስትሪን ግብርናን ሓዊሱ ተዋፅኦታት እንስሳት ብእኹል…

ንመዕደጊ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)25 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንምዕዳግ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ብመንግስቲ ተፈቒዱ። ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ንመስኖ ሕርሻ ዝውዕል ዳፕን ዩሪያ መዳበሪያ ካብ ወፃኢ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ከብሉ ሚኒሰትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ተሓፂዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ከምዝተሓፀየ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ንኣርባዕተ እዋናት ብዓውዲ ”ዝበለፀ መገዲ ኣየር ኣፍሪከ” ሸልማት ዝተዓወተ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ዘበን እውን ሕፁይ ኮይኑ ኣሎ።…

ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት ኣታዊ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ከምዝበሉዎ÷ ዝተቐላጠፈን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ…