Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን…
ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልል ገሊፁ።
ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልምን ክትትልን ኦላና ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕብ…
ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ብር 715 ሚሊየን እቶት ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብር 715 ሚሊየን እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ክፍሌ ወ/ማሪያም፥ እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዑል ኢዩ ኢሎም።…
ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ኡመር ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ካብ ፍርያት…
ካብ መሸጣ ሓይሊ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ካብ ሞንጎ ዝቕረበ መሸጣ ሓይሊ 12 ቢሊየን 848 ሚሊየን 139 ሺሕ 990 ብር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ መሸጣ ሓይሊ 13 ቢሊየን 473 ሚሊየን…
ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ሚኒስተር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ታክስ ተስፋዬ ቱሉ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ካብ ናይ ሃገር…
ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋር እቲ ኩባኒያ ዝጠመተ መግለፂ ሂበን።
ኣብቲ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ብር 42 ነጥቢ 9 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተረኸበ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ…
ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
ሓላፊ ዴስክ እንስሳትን ተዋፅኦ እንስሳትን ዕዳጋ ንግዲ ወፀኢ እቲ ሚኒስቴር ኣበበ ታደሰ፥ እተን…