Browsing Category
ቢዝነስ
ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ(ኒውፊን) ብዕሊ ተጣይሹ።
እቲ ኔትዎርክ፥ ተረባሕነት ፋይናንስ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብምትሕብባር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዝተጣየሸ ኢዩ ተባሂሉ።
ደቂ…
ኩባንያ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር፣ኢ/ር)ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስቴፋን ኣወርን ተወካሊ እቲ ኩባኒያን…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 85 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 85 ነጥቢ 9 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝሃበ ኮምሽን ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሓደ ማእኸልን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ።
እቲ ምቁርራፅ ብምኽኒያት ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ዝተፈጠረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ስራሕቲ እንትፍፀም ልዑል ጥንቃቐ…
ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን…
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ኣርእዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪ ኣብ…
ባንኪ ንግዲ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ውልቀ ሰባት ክሳብ ቀዳም ንክምልሱ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ወይ ናብ ሒሳቦም ዘመሓላለፉ ውልቀ ሰባት ክሳብ ቀዳም ንክምልሱ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ባንኪ ምስ ዘጋጠሞ ፀገም ሲስተም ተዛሞዱ ካብ መንጎ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ወይ ናብ ሒሳቦም…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዘቕረቦም ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ሞንጎ ዝተለኣኹ ፍርያታት 20 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣፍሊጡ።
ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣይተ ማቴዎስ ኣሸናፊ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓለም…
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ፍቓድ ስራሕቲ ምምኻር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብፋይናንስ ባንኪ ዓለም ናይ ዝፍፀሙ ፕሮጀክትታት ናይ ምምኻር ስራሕቲ ንምክያድ ዘኽአል ፍቓድ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ምስቲ ባንኪ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቲ ትካል ናይ ምምኻር ሰርሑ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ነክካይዶም ስምምዐነት…
ሳይበር ድሕንነት እቲ ባንኪ ብምሕላፍ ምእታው ዝኸኣለ ኣካል የለን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ግዳም ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ሳይበር ምፅዋር ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣፍሉጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘሎ ጠንካራ ድሕንነት ሳይበር ብዙሓት ፈተነ መጥቃዕቲታት ሳይበር እንተነፃፀሩ እውን ክሳብ…