Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰለስተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣዲስ ኣበባ ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እተን ማእኸላት ዕዳጋ፥ መሸጢ ፍሪያታት ግብርና ኮልፌን ኩራን፣ መሸጢ ፍሪያት እኽሊ ኣቃቂ ቃሊቲ ከምዝኾና ተሓቢሩ።…

ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኢንስቲትዩት ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዘቕረቦ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩቱ ታከለ ኣባይነህ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፥ እቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሰራሕተኛታቱ ዘህንፆ 5 ሺሕ…

1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም…

መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ”  ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ "ኢትዮጵያ ተፍሪ"  ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ። ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ክልል ኣምሓራ እንድሪስ ዓብዱ፥ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሓደ መነቓቕሒ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከምዝኾነ ገሊፆም።…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክትታት ማይ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ስራሕቲ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ንምድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎዉ 12 ተፋሰሳት ንልምዓት ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣብ ዘለዎም ዝተወሰኑ ተፋሰሳት ብዝተዋደደ መገዲ ንምልማዕ ትልሚ…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኢትዮጵያ ሄንክ ያን ባከርን ተፈራሪሞምዎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ደረቅ ወደብ ሞጆ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለምን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዝርከቡ 19 ሼዳት ፍሪያት ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነኑ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና-ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓቕሚ ግብርና ንምጉልባት ክንሰርሕ ኢና ክብል ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዋና ዳይሬክተር ግሩፕ ምምሕዳር ስግኣት ኣፍሪካን…