Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 265 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መንርሂ ሂቦም።
ኣብ መብርሂኦም፥ ኣብ ዝሓለፉ 6…
2 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገበ ኩባንያ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ቢሊየን ብር ኢንቨስት ዝተገበረሉ ኩባንያ መፍረዪ ጫማን ፎደራን ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ተባሂሉ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኩባኒያ ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ ክሳብ ዝጅምር ዝግበረሉ ደገፍ ተጣናኺሩ…
ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ቢሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዕድጊት ከምዝተኻየደ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
ዕድጊት ነዳዲ ብዲጂታል ስርዓት ምክያድ ካብ ዝተጀመረሉ ሚያዝያ 2015 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር…
ኣብ ትግራይ ምኽፋት ባንኪ ገዳ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝነበረ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ1 ነጥቢ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ቅድሚ ሓደ ዓመት ዝተመስረተ ባንኪ ገዳ ጨንፈር ኣብ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ኣብ…
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ናብ ሃገር ተላኢኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ከምዝተለኣኸ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር)÷ ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራው ንምዕባይ ብዕቱብ እናተሰርሐ…
ኢትዮጵያ ምስ ዩኒዶ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መነግስታት(ዩኒዶ) ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ተወካሊ ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ቻሌብሮ ኦርሊያ ፓትሪዚያን…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን…
ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልል ገሊፁ።
ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልምን ክትትልን ኦላና ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕብ…
ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ብር 715 ሚሊየን እቶት ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብር 715 ሚሊየን እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ክፍሌ ወ/ማሪያም፥ እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዑል ኢዩ ኢሎም።…