Browsing Category
ቢዝነስ
ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ቡን ልዕሊ 571 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ኡመር ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ካብ ፍርያት…
ካብ መሸጣ ሓይሊ ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ካብ ሞንጎ ዝቕረበ መሸጣ ሓይሊ 12 ቢሊየን 848 ሚሊየን 139 ሺሕ 990 ብር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ መሸጣ ሓይሊ 13 ቢሊየን 473 ሚሊየን…
ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ሚኒስተር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ታክስ ተስፋዬ ቱሉ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ካብ ናይ ሃገር…
ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋር እቲ ኩባኒያ ዝጠመተ መግለፂ ሂበን።
ኣብቲ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ብር 42 ነጥቢ 9 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተረኸበ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ…
ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝተልኣኹ እንስሳት ልዕሊ 9 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
ሓላፊ ዴስክ እንስሳትን ተዋፅኦ እንስሳትን ዕዳጋ ንግዲ ወፀኢ እቲ ሚኒስቴር ኣበበ ታደሰ፥ እተን…
መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ንባብ ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ባህሊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣስፋው ኩማ፥ እቲ ፌስቲቫል ካብ 16 ጥሪ ጀሚሩ…
ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ…
ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ምስ 11 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን እቶም ሰብ ሃፍትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
እቶም ሰብ…