Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴን ኣመሓዳሪ ዓውዲ ትምህርቲ ቢሮ  ጊዮንግሳንግቡክ-ዶ ሊም ጆንግ-ሲክን ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም። ኣብ…

ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ። ነዚ ስዒቡ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ዘለዉዎ መባፅሕቲ በዝሖም ናብ 35 ከዕቢ ክኢሉ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ተዛሪቦም። ብበዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ መሪሕ ትልሚ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ይሳለጥ…

ብንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀመ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲቪዥን ማኔጅመንት መርቸንትን ኤጀንትን ዲጂታል ባንኪንግ ብሌን ሃይለሚካኤል÷…

ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምውፋር ዕድል ስራሕ ወፃኢ ዓዲ፥ መሰል፣ ድሕንነትን ረብሓን ዜጋታት ብምሕላው ተረባሕነት ኢትዮጵያ ብዘረጋግፅ መገዲ ዝተጀመሩ ስራሕቲ…

ንበዓል ዕዳጋ ሕፅረት ፍርያት ከይህሉ ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረባት ፍርያት ሕፅረት ከየጋጥም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ እነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቶም በዓላት ኣብ ግምት ዘእተወ መበገሲ ትልሚ ተሰናዲኡ÷ ምርግጋእ ናህሪ…

ባህላዊ መዝሐሊ ማይ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምዝገባ ምልክት ንግዲ ምስክር ወረቐት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ መዝሐሊ ማይ ዝኾነ ውፅኢት ኢደ ጥበብ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ (ብራንድ) ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርካቡ ሓላፊት ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስኪያ ኣብደላ ኣፍሊጠን፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሓላፊት…

ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ድጎማ ካብ ዝጅመረሉ ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ዝተፈፀመ ከምዝኾነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 151 ሺሕን 503 ነጥቢ 769 ሜትሪክ ቶን ፃዕዳ ናፍታ…

ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 239 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ…