Browsing Category
ቢዝነስ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ዝገበሩዎ ፃውዒት ስዒቡ ናብ ሃገሮም ንዝኣትዉ ኣባላት ዳያስፖራ ምንካይ ዋጋ ትኬትን እንግዶት ሆቴልን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ዋና ሓላፊ ዓውዲ ንግዲ ስራሕ…
ኣብ ትግራይ ዝዓነው ሓድግታት ዳግም ብምህናፅ ዓውደ ቱሪዝም ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም ንምጅማር ዘኽእል ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መርሃ ገብሪ፥ ኣብ እዋን ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞም ሓድግታት መሊስካ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ንቅቡልነት ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ከምዝኸፈቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ ንምፍላጥን ምትእስሳር ዕዳጋ ንምፍጣርን በሪ ዝኸፈቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ዝተኸፈተ̎ ምርኢት ንግዲ…
ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ ከብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።
ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ፎረም ከተማታት፥ “ናይዚ ዘመን ከተማታት ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ክኽፈቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ልደት ሰሙን ሙሉእ ጠለባት ዘቕርቡ ኣውደ ምርኢታት ከምዝኽፈቱ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰውነት ኣየለ ንፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቶም ኣውደ…
ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ።
እቲ ባንኪ ሸሞንተ ቅርንጫፋትን ቤት ፅሕፈት ዲስትሪክትን ኣብታ ከተማ ብምኽፋት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ባንኪ ኢንተርናሽናል…
ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዝኾነ ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዶክተር ኣብዲ ዘነበን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ውዕሊ ስምምዕነት 5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ህንፀት ተፈረመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ሃንሶል ፔፐር ደቡብ ኮሪያ ብ5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣደኣ በቾን ፕሮጀክት ህንፀፅ ገፀር ልምዓትን ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ፕሮጀክት ኣብ…
ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ልኡኽ፥ ብምክትል ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ግዝኣት ጂሊ፣ ምክትል ሴክሬታሪ ጄኔራል ምምሕዳር ፉያንግ ዋንግ ፈሂሁ፣ ኣዶ መንበር ኮሚቴ ምትሕብባርን ሕውነትን ኢትዮጵያ ቻይና ቤቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ 5 ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ።
እቲ ገንዘብ ንሓሙሽተ ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ምግዛእ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…