Browsing Category
ቢዝነስ
ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክሳተፉ ተሓቲቱ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሃፍቲ ዕደና ሩሲያ ኢቭጌኒ ፔትሮቭ መስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም።
ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕግበት ማሕበረሰብ ክብ ብምባል ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህሊ ንምኽኣል ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኑኬሽን ቢሮ ንግዲ ሰውነት ኣየለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ብራዚል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ንቀጥታ…
ኣብ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝነበረ ኣዝርእቲ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር ዝነበረ ኣዝርእቲ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ስራሕቲ ኮሚኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ኣብ እዋን ክራማት ካብ ዝተዘርአ 17 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዘራእቲ…
ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ገንዘብን ናብቲ ሚኒስቴር ተፀዋዕነቲ ዝኾና ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣሳሊጠን።
ሚኒስትር ገንዘብ…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 27 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ሀንዲ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 27 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ይሳተፍ ኣሎ።
ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን፥ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ኩለ መዳይ ዕድላትን ኣማራፅታትን ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ…
ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንኢንቨስትመንት ምቹኣት ከምዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ገሊፆም።
እቶም ኣብ ፎሮም ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጃፓን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ፥ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣባላት እቲ ጉጅለ…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩን ሓላፊ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወ/ሮ መስከረም ደበበን ከምኡወን ከንቲባ ከተማ ሸገር…
ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሚኒስትራት ገይራ።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ተሳቲፎም።…
ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት ዳጋቶ ኩምቤ፥ እቲ እቶት ካብ ልዕሊ 411 ሺሕ ዓማዊል ከምዝተኣከበ…