Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንፎርሜሽን ሕርሻን ፋውንዴሽን ማስተርካርድን ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ልዕሊ 600 ሺሕ መናእሰይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኣብ ፈጠራ ስራሕ ሕርሻ ትኹረት ክገብር ኢዩ ዝተባህለ ፕሮግራም “ኤ ዲ ኢ ዋይ” 80 ሚኢታዊ…

ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 170 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኣታዊን 75 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ናውቲታት ወፃኢን ኣብ…

ኢትዮጵያ ብ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ተደጊፋ ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣካል ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ብዝኾነ ኣገልግሎት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣቢላ  ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ቡናን ቆርበትን ናብ ወደብ ጂቡቲ ብምብፃሕ እቲ ኣገልግሎት ልዑል ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ድማ ተሓቢሩ።…

ተፈታውነት ቡን ኢትዮጵያ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘለዎ ተፈታውነትን ተመራፅነትን  ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ” ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ወፃኢ ንግዲ ቡን እናተመዝገበ ብዘሎ ዘዕግብ ውፅት ምዝንጋዕከይፍጠር ብዝበለፀ ምስራሕ…

ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልዕሊ 33 ሃገራት ዝተውፃእፅኣ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ዕላማ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፎን ተረባሕነትን ከምኡ እውን ኣብቲ…

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐርቡ መዓድናት 500 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝሃቀነ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐርቡ መዓድናት 500 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊየን ማቲዎስ÷ እቲ ትልሚ ንምዕዋት ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…

ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ኢትዮ ኮን 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 4 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽን ማእኸል ክፍቲ ኮይኑ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምሕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምሕነት ሓገዝ 273 ሚሊየን ክሮነር ኖርዌይ ወይ እውን (25 ሚሊየን ዶላር) ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴዬን ክርስቴንሰንን…

ኣብቲ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሓሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝተሓሰበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ መስፍን ኣበበ ምስ ፋና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ 10 አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ካብ 7 ናብ 10 ንምዕባይ ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ከተማ ለንደን ናብ ዝርከብ ጋትዊክ ኤርፖርት ዝገብሮ ሓዱሽ ሰሙናዊ በረራ ካብ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…