Browsing Category
ቢዝነስ
ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
224 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድን 59 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢን ብድምሩ 284 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር…
ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ነተን ከተማታት ተረባሕቲ ንምግባር “ፕሮጀክት ሚኒ ግሪድ ሶላር” ብምቕራፅ ናብ ስራሕ…
ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ጃሰን ጂን(ዶ/ር) ዘቲየን።
ብመሰረት እዚ እቲ ቤት ዕዮ…
ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዓለም ለኸ ኩባኒያ ሙዚቃ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ(UMG) ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያውያን ድምፃውያን ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ሙዚቃ ነምንባር ከምዝሕግዝ ሰዋሰው መልቲሚዲያ ንፋና…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ምስ ኤር ባስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 11 ኤ350-900 ኣውሮፕላናት ንምእዛዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣፍራዪ ኣውሮፕላናት ኤር ባስ ተፈራሪሙ።
እቲ ምምዕነት ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ኣውሮፕላላንት ናይ ምግዛእ ኣማራፂ ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር…
ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብሓፈሻ 23 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ብሓፈሻ ባንኪታት ንልቓሕ ካብ ዘቕረብኡ 547 ቢሊየን ብር እቲ 86 ሚኢታዊ ንውልቀ ዓውዲ ዝቐረበ…
ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋስው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዳንኤል ጎቦናያ ዘቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ንስራሕቲ ክሌማዊ ለውጢ ዝውዕል ገንዘብ…
መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ-ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ ክብል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምስ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ጎኒ ንጎኒ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒን ባንኪ…
ጀርመንን ኢትዮጵያን ድርድር ምትሕብባር ልምዓት ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ንዝገብርዎ ትሕብብር ልምዓት ደርድር ቅድመ ምድላው ምዕራፍ ኣኼባ ተሳሊጡ።
ብሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዝተሳለጠ እቲ ኣኼባ ዕላምኡ 27ን 28ን ሕዳር ዓ.ም.ፈ ንዝካየድ ድርድር ብዕምቆት ብምዝታይ ግልፅነት ብምፍጣር…
ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሴኪዮሄን ተረኺቦም።…