Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10ይ ቦይንግ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ኣእቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10ይ ቦይንግ (Boeing 777-200LR) ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ዘእተዎ ዘበናዊ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን በዓል ክልተ ሞተርን ልዕሊ 100 ቶን ፅዕነት ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ኢዩ…

ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኣዲስ ኣበባ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንዳግመ ህንፀት ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኣዲስ ኣበባ ምቁርራፅ ሓይሊ ንምፍታሕ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንዳግመ ህንፀት ከምዝሰለዐ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ዮሃንስ ገብሬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒ÷ ኣብታ ከተማ ፀገም ምቁርራፅ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዝነበሮ ንክቕፅል ዝተወሰነ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። እዋናዊ…

ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ‘ናትና ፍርያት’ ዝተባህለ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ዝቕፅል ታሕሳስ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ''ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና ንዓድግ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም  ከምዝካየድ ልምዓት  ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ፅሬት ዘለዎ…

ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም በዓል ሞያ ኢኮኖሚ ኣቡሌ መሃሪ (ዶ/ር) ፥ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ብዘሎ ናህሪ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ። መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ናይ ጉዕዞ ኢንዱስትሪ ዕዳጋ ኣብ እንግሊዝ ማእኸል ኤግዚቪሽንን ኣኼባን ለንደን ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷…

ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ መጠን ዕቋር ልዕሊ 2 ትሪሊየን ብር ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ፋይናንስ ኢትዮጵያ ዘሎ መጠን ዕቋር ካብ 2 ትሪሊየን ብር ከምዝሓፈ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰለሞን ደስታ÷ ባሕሊ ምዕቛር ሕብረተሰካብ እዋን ናብ እዋን ምምሕጣሽን ለውጢን እናተርኣየሉ…

ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ብኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪ 971 ሺሕን 438 ቶን ኣታዊ ፅዕነትን ልዕሊ 200 ሺሕ ቶን ወፃኢ ፅዕነትን ብባሕሪ ከምዘጎዓዓዘ…

ሪል እስቴት ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሪል እስቴት ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ቦርድ ኣቦ መንበር እቲ ኩባኒያ ኣይተ ነብዩ ዳንኤል÷ እቲ ኩባንያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሜክሲኮ፣ ጎተራ፣…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ፋይናንስ ኣሕመድ ሺዴን ሓዊሱ ካልኦት…