Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኮንስትራክሽን ኢትዮ ኮን 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 4 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽን ማእኸል ክፍቲ ኮይኑ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምሕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምሕነት ሓገዝ 273 ሚሊየን ክሮነር ኖርዌይ ወይ እውን (25 ሚሊየን ዶላር) ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴዬን ክርስቴንሰንን…

ኣብቲ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሓሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክትትልክትትል ካብ ዝግበረሎም ፍርያታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝተሓሰበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ መስፍን ኣበበ ምስ ፋና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ 10 አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ካብ 7 ናብ 10 ንምዕባይ ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ከተማ ለንደን ናብ ዝርከብ ጋትዊክ ኤርፖርት ዝገብሮ ሓዱሽ ሰሙናዊ በረራ ካብ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…

ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዘይመልአ እዋን ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ካብ 1 ሓምለ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣወሃህባ ግልጋሎት ምዝገባን ፍቓድን…

ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ከተማ ሃንጆ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 መስከረም ክሳብ 10 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ዝካየድ "ኮፊ መንዝ ኦፍ ኤዥያ ጌም፣ ሃንጆ"…

ንኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት 132 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር በጀት ሓገዝ ግልጋሎት ተሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተካእቲን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዘምፅኡን ፍርያታት ዝዋፈሩ ሓደሽቲ ኢንተርፕራይዛት ንምፍጣር ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝረኣዩ ማሕለኻታት ብምጥማት ምስ መዳርግቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቕራፍ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ። እተን ኣውቶቡሳት ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተዓደጋን ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከይዲ ጉዕዞ ትራንስፖርት ባሕሪ ከምዝርከባን…

ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ። እቲ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣብ ዓለም ድማ መበል 11 ግዙፍ ቅርሲ ብምዃን…

መፍረዪ ሼዳት ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ሼዳትን ዝለምዐ መሬትን ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ስራሕቲ ህንፀት፣ ቅድመ ኦፕሬሽንን ገጠማ ማሽንን እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ካብቲ…