Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒተ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ሓይሊ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዊቱ።
መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን መገዲታት ኣየር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣገልግሎት በቢዓመቱ ኣወዳዲሩ ዝሽልምን “ቢዝነስ ትራቭለር ኣዋርድ” ኣብ ከተማ…
ትካል ቄራታት ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ጥዕንኡ ዝተረጋገፀ ግልጋሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ከምዝዛመ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣታክልቲ ገ/ሚካኤል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2016…
ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ።
“ህዋ ጂየን ግሩፕ” ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ጫማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዋእለ ንዋዩ ኢንቨስት ምግባር ካብ ዝጅምር 12 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ።
ኣማኻሪ እቲ…
ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ኣብ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ዕለት ‘’ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራይነት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዴኤታትን ኢንዱስትሪ፣ ስራሕን ክእለትን ንግድን ቀጠናዊ…
601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ምዝዛሞም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ብፌዴራልን ክልላትን 301 ሺሕ 664 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ 601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣፍሊጡ።
ኣብ 8 ክልላት 230 ሺሕን 964 ሄክታር መሬት ዝለምዑ 594…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት እኹል ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ሰውነት ኣየለ ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሕፅረት ቀረብ ከይፍጠር ፍርያታት ኢንዱስትሪ…
ዓብዪ ዘፈር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዓብዪ ዘፈር ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ስራሕ ከምዝጀመረ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።
እቲ ዘፈር ሎሚ መዓልቲ ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ኣብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓቲቱ።
ልዕሊ 50 ትካላት መንግስቲ ዝተሳተፋሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፍርቂ እዋን ስራሕ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ምስላጡ ኣብቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ምስ ኩባኒያ ጣሊያን ’ኢሊካፌ’ ስምምዕነት ውዕሊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ’ኢሊካፌ’ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ጣሊያን ስምምዕነት ውዕሊ ምግባሩ ተገሊፁ።
እቲ ኩባንያ ጣሊያን ደረጃ ፅሬት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ዘኽእል ስልጠና ንመሃብ…