Browsing Category
ቢዝነስ
ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሳተፍሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ ዝጠቕሙ ተወሰኽቲ ፕሮጀክትታት ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም።
ክሳብ ሐዚ በቲ ትካል ዝተገበሩ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ።
ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ።
ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023…
ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ስፍራታት ኢኮ ቱሪዝም ብዓለም ለኸ ትካል ቱሪዝም ኣፍልጦ ከምዝረኸቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለዊዉ ስፍራታት ቱሪዝም ንመስሕብ ቱሪስት ንክውዕሉ…
ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ስጉምቲ ኣብ ክልልትን ምምሕዳር ከተማታትን በዝተገበረ ቁፅፅር ዝተወሰደ ኢዩ ተባሂሉ።
እቶም…
ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዛምቢያን ንሓበራዊ ረብሓ ዝሕግዙ ዝምድናታት ክፈጥራ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ዛምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ሮዝ ሳካላ ዘቲዮም።…
ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ተታሒዙ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ክሳብ 2018 ኣብ ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ እዋን ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ…
ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ቅንጫፍ ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት፥ 112 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ዘምዘን ብሩር፣ መድሓኒት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት…
ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብንግዲ ኮንትሮባንድ ንሰላምን ድሕንነትን ሃገራር…
ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዑመር ሁሴን፥ ደብዳበ ሹመቶም ኣብ ቤተ…